Neither breaking, nor news

Day: February 16, 2021

ምቛም ሓድነታዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ግዜኡ ሕጂ እዩ!

ደራሲ: ሳልሕ ዩኑስ ተርጓሚ: ሳሙኤል ኣማሃ ቅድሚ 19 ዓመታት፡ ልክዕ ንምዃን ኣብ 2 ለካቲት 2002፡ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሃገራዊ ባይቶ ብምርካስ ብገዛእ ኢዱ ነብሱ ከሕቅቕ ገይሩዎ እዩ። እቲ ሃገራዊ ባይቶ ብኸመይን ስለምንታይን ነቲ ዘሕፍር ነብሰ-ቕትለታዊ ስጕምቲ እቲ ወሲዱ ኣብዚ መላግቦ ተገሊጹ ኣሎ (ኣብዚ)። ንፈጻሚ ኣካል መንግስቲ ልጓም ኰይኑ ክቕይድ ዝኽእል ዝነበረ ኣውራ ትካል ምፍራሱ፡ ኤርትራ ናብ…

Read More