Neither breaking, nor news

Day: August 19, 2020

ሕላገት ኤርትራ: በቲ ኤህ: በቲ ክላ

ኣብ ዘይወግዓዊ መራኸቢታት ከምዝተጠቐሰ፡ ሎምቅነ 100 ዝኾኑ ኤርትራውያን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም ኣለዉ። “ካብዚ ዝኸፍእ ‘ውን ኣሎ!” ዝብል ምኽኒት ከም ምኽንያት ቅቡል ስለ ዝኾነ፥ “ንምንታይ ተኣሲሮም? እቶም ዝተረፉ’ኸ ስልምንታይ ዘይወጽኡ? ንምዃኑኸ: እንታዩ ሃለዋቶም?” ምሕታት ነውሪ’ ዩ:: እዞም እሱራት ገበኖም፡ ሕሉፍ ሓሊፍዎም እቲ “ጉጅላዊ” (“ፈላለየ”: “ተኹታዂ:”ወዘተ”) ኣላሁ ኣክበር (God Is Great) “ላ ኢላህ ኢላ ኣላህ” (there is…

Read More