Tag: two truths and a lie
-

ኣብ ምምዛን ብዕራይ ካብ በጻሕና ቀሪብና ኢና
ኣብዚ ምዕራባዊ ሸነኽ ናይ ዓለምና ሰባት ኣብ እዋን ሌላ ዝጻወትዎ “ክልተ ሓቂታት ሓንቲ ሓሶት” ዝበሃል ዓይነት ገበጣ ኣሎ። ንሱ ድማ ብፉኹስ ዝበለ መንገዲ እንዳተዘናግዑ ንኺላለዩ መታን ክሕግዞም እቲ ዝላለ ዘሎ ሰብ ነቶም ዝላለይዮም ዘሎ ሰባት ብዛዕባ ነብሱ ሰለስተ ነገራት ማለት 2 ሓቒታት ሓንቲ ሓሶት ይነግሮም እሞ፡ ኣይነየቲ ኢያ እታ ዘይቅንዕቲ (ዘይሓቂ) ፍለጥዋ ይብሎም። በዚ መንገዲ…
