Tag: anti-injustice

  • ኣብ ኤርትራ፡ እቲ መራሕ-ሃገር ወትሩ ቄናን’ዩ

    ኣብ ኤርትራ፡ እቲ መራሕ-ሃገር ወትሩ ቄናን’ዩ

    ህዝበይ። ልቢ በሉ። ገዛእ-ነብሳትኩምን ጸላኢኹምን ፍለጡ። ንተጻይኩም ድማ ከም ጸላኢኹም ንምጥንቋር ስኽፍ ኣይበልኩም። እሙንነትና ንኤርትራ ደጊምና እነረጋግጸለን መዓልታት፡ መዓልቲ ናጽነትን ስዒባ እትመጽእ መዓልቲ ሰማእታትን እየን። እዚ መስርዕ መዓልታት ዕጫ ኤርትራ ከመይ ከምዝኸውን ዝኣመተ ትእምርቲ እዩ ዝመስል፣ ትእምርቲ ናይታ መስዋእቲ ከፊላ ናጽነት ዝተጓናጸፈት፡ ግን ከኣ ክሳዕ ለይተ ሎሚ ህዝባዊ ልዑላውነት ዘየረጋገጸት ሃገርና። ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ቡርኪናፋሶ፡…