Author: Mihre Abraham

  • የቀንየለይ ትስፉው ተስፋልደት!

    የቀንየለይ ትስፉው ተስፋልደት!

    ተስፋልደት ኣለም መሓረና ዓሪፉ ምስ ሰማዕኩ ክልተ ነገር ኣሰንቢዱኒ። እቲ ሓደ ህይወቱ ምሕላፋ። ኣምላኽ ኣብ የማናይ ክንፉ ይቀበሎ። እቲ ካልኣይ ግን ጣዕሳይ ዝፈጠሮ ስንባደ – ውሽጠይ ኢዩ። ንተስፋልደት ብኣካል ይኹን ብቴሌፎን ረኺበዮ ወይ ኣዘራሪበዮ ኣይፈልጥን። ከምቲ ኩሉሻዕ ኣብ ባህሊ ትግርኛ እነዘውትሮ ግን፡ እነሆ ምስ ሞተ: እቲ ብህይወት ከሎ ኪገብሮ ዝግባኣኒ እገብር። ምስናይ ይቕሬታ። ስለምንታይ ኢና…